ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ሓለዋ /ጥበቃ/ ፣ ግልጋሎት ፅሬትን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ፑል ግልጋሎት ዝርኸባ ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

ኩባንያና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ መኪና ተካርዩ ከወግድ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም / ረሳሕ ፈሳሲ ምዉጋድ ሽንት ቤት ምምጣጥ በዝሒ 01/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ ፅሬትን ሓላዋን ግልጋሎት ብኩንትራት ንሓደ ዓመት ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 01 ናይ ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ምግቢን ኣትክልትን ሸቀጣ ሸቀጥ ቅመማ ቅመምን በርበረን ግልፂ ጨረታ ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳ ፈሳሲ ርስሓት ምምጣጥ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 03 ናይ በርበረን ጣፍን ዝጥሕን እንዳ መጥሓን መጥሓኒ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 4 ናይ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ጉልበት ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት6 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጋቦን ድሬፕ እና ካልኦት ስፌት ከስፊ ናይ ኢድ ዋጋ ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ሰራሕተኛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካልኦት 4ተ ቦታታት ናይ ሓለዋ ስራሕ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ኣጎልግሎት ጋራዝ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዘለዎ፣ ናይ ፅሬት ኣጎልግሎት 5ተ ደብሪ ህንፃን ከባቢኡን፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ብክንትራት ን1ዓመት ከስርሕ ይደሊ