ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ናይ ሓባራዊ ህንፃ / ኮምፕሌክስ ህንፃ/ ዝርከብ ካብ ናይ 1ይ ምድር ክሳብ 6ይ ፍቅ ከምእዉን ካብቲ ህንፃ ወፃኢ ግቢ ዙርያ ዘሎ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ዉሃብቲ ትካላት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓምት ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ንምረካብ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊንንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ቁፅሪ/

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩም /ዴክልሬሽን/ ናይ ሐምለን ነሓሰን ሪፖርት ዝገበረሉ መረዳእታ ኮፒ ከተሓሕዝ ዝክእል

5 መጫረቲ  ሰነድ ንሕድሕድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ናብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ሒሳብ ቁፅሪ 1000538910318 ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ /ፋይናንስ/ንብረት /ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 እናምፃእኩም ምዉሳድ ይክእሉ

6 መጫረቲ ሰነድ ንተወዳደርቲ ክፍቲ ኮይኑ ዝሐንሕ / ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ዝከኣለሉ/ እንትኮን መጫረቲ ሰነድ ንተወዳደርቲ ክፍት ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 28/2/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 07/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

7 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ኮፒን ነምበይኑ ተዓሺጉ ኣብ ዋና ቅዳሕ ኦርጅናል ኣብ ካልእይ ቅዳሕ ድማ ኮፒ ብምባል ብምፅሓፍ ክኣቱ አለዎ

8 ናይ መወዳደሪ ደክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማ ዘለዎ ክከዉን አለዎ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 07/03/2016 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፀዩ ሽዑ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ዋላ ኣይረከቡ ነቲ ጨረታ ዘዐንቅፍ ነገር እንተዘይሃልዩ ጨረታ ዝክፈት ይከዉን

10 ተጫረቲ ንጨረታ መከበሪ 20000 ብሽም ቢሮ ልማትን ከተማን ኮንስተራክሽን/ Bureau of Urban Developemt Construction / ብባንኪ መኣዘዚ ክፍሊት ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዚ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ ን 15 መዓልቲት ይከዉን

12 ተዓዋታይ ጨረታ ዉፅእት ንተወዳደርቲ ይፋ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት ናይ ቅሬታ መተኣናገዲ ግዜ ድሕሪ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ምስተወደኣ ሰዓራይ ምካኑ ብድብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ 10 መእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስረ

13 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ተጫራታይ ድሕሪ ጨረታ ምዕፃዉ ካብ ጨረታ ምዉፃእ ወይ ናይ ምጫረቲ ወጋ ምምሕያሽ ኣይከኣልን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091474 5664/ 0914728013

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo