ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ብናይ SLM በጀት ንኮንስትራክሽን ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒን :ፅሕፈት መሳርሒን : እስፔርን: ኤሌክትሪክ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተበጀተሉ መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገለግልት ዝዉዕሉ ዓይነታት ንብረት ከም ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእኸል ኣብ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ግልጋሎት ዝዉዕ ከም ምምቲ ናይ ብረት፣ ናይ ጣውላ ናይ ብሎኬት ማሽናትን ሃለቅቲ ናይ ዎርክሾፕ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ፓምፕ ዕገና ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ሀ ን ፃ ሳ ር ሒ ኣ ቑሑትን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNSF ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንኣገልግሎት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፀት : እታወታት ሕርሻ : ዕድጊት እንስሳ : ከምእዉን ንመሳርሒ ዝዉዕል ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖም ዘሎ ህንፃታት ኣገልግሎ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ግሬድ 75 ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይዕድም፤