... ፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ርሒን : እስፔርን: ኤሌክትሪክ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ምምቲ ናይ ብረት፣ ናይ ጣውላ ናይ ብሎኬት ማሽናትን ሃለቅቲ ናይ ዎርክሾፕ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

... ምፕታት ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንኣገልግሎት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፀት : እታወታት ሕርሻ : ዕድጊት እንስሳ : ከምእዉን ንመሳርሒ ዝዉዕል ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖም ዘሎ ህንፃታት ኣገልግሎ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ግሬድ 75 ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይዕድም፤

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡