ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ካብ ዕለት 01 11 2007 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30 10 2008 ዓምኣብ ዘሎሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2008 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

አቢሲነያ 2ኛ ደረጃ ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ናይ ግሊ ሰብ ንብረት ማሕበር ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ጠቅላለ ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ክግበር ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ 2008 ዓም (በጀት ዓመት) ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ