ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ ULGDP ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓተ ምሕደራ ስነ- ከባቢን ማሕበራ ጉዳያት /ESMF/ 12 ከተማታት ናይ ክዋኔ ኦዲት ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምክሪ /ኮንስልታንሲ/ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንመፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ትንበያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ይደሊ።