... ሎትን ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ክራይ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረፆ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንትካልና ወሽጥን ደገን ዝርከቡ ኣትክልትን ሳዕርታትን መስተዪ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግልት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ካብዚ ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዎ ክዕድግ ስለዝድለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመትን :ናይ መኪና ሰርቪስ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ