ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንትካልና ወሽጥን ደገን ዝርከቡ ኣትክልትን ሳዕርታትን መስተዪ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 22

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንትካልና ወሽጥን ደገን ዝርከቡ ኣትክልትን ሳዕርታትን መስተዪ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

● ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኹም።

● ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

● ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።

● እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 14/08/16 ዓ/ም ሰዓት11:30 ሰነድ

ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።

● ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/08/2016ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምኸፋት ዝዓግቶ የለን።

ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ።

● አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

● ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

● ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 106 ወይ 1 ቢሮ ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካኣል።

ብፕሮፎርማ ዋጋ መምሊኢ ቅጥዒ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቦቲ ማይ ክራይ ብፕሮፎርማ

አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝኸእል ክራይ16 ሜኪቢክ ማይዝሕዝ ቦቲቁፅሪ01

ዕለት

ፌርማ

- N.B- ናይ ትካልኩም ማሕተም ክዓርፍ ኣለዎ

• ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ።

• እዚ ንብረት ኣብ ስቶር ዘየለ ምምላእ ኣይከኣልን ምኸንያቱ አዚ ንብረት ብህፁፅ ስለ ዝድለ

• እዚ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ከም ውዕሊ የገልግል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo