ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደንቢ ክዳን(ፍርናሽ ኮቦርታ አንሶላን ሑሙማን ብጃማን ዶር ሹ ጫማን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ደንቢ ክዳን(ፍርናሽ ኮቦርታ አንሶላን ሑሙማን ብጃማን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዓረትን ፍርናሽን (Bed Folding and Matteres) )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ፈርኒቸር ናይ ቢሮ አቁሑት :መስኮት መጋረጃ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ደምቢ ክዳን (አንሶላ ኮቦርታ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማን ብጀማን)ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፎርማታት ደንቢ ክዳን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ