ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቲን ነምበር ቫት

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡ

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርቡ

መከበሪ ጨረታ ብ ጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ንኤለክትሮኒክስን ሓደጋኛ ሓፁርን ከምኡዉን መሳርሒ ህንፃ 7000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 2500 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንፍርናሽ 1500 ቅርሺ

ተወዳደርቲ ዋጋ ምስ ቫቱን ከምኡዉን ዊዝሆልዲንግ 2% ሓሲቦም ክወዳደሩ አለዎም

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 1 ጥሪ ክሳብ 15 ጥሪ 2009 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:20 ይክፈት

ጨረታ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ይኣስር

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442182/ 0344443839 /0344442289

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo