ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር : ፕሪንተር : ፕሮጀከትር አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ላፕቶፕ፣ፕሪንተር፣ ናይ ኮምፒተር ዴስክ ጠረፔዛ ክትዕድግ ስለዝደለየት

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ካፒታል በጀትን ዝተፈላለዩ ንምምሃር ምስትምሃር ንቴክኖሎጂ መስርሒ፣ ንሓፂር ስልጠናን ግልጋሎት ቢሮ ዝውዕሉ ናይ መሰርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኣይቲ (IT) ፣:ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ፣ መሳርሒ ፅህፈት: ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ኮምፒተርን ኣቅሑት ኮምፒተርን፣ መጋውሒ ድምፂ፣ መቅድሒ ምስሊ፣ መቅረፂ ቪደዮ ካሜራን፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒዩተር ፕሪንተር ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ከምልእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮምፒዩተር ኣቅሓ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝስራሕ ናይ ተምሃሮ ወንበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ንስራሕቲ ግራፊክስ ዝኾና 20 ኮምፒተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም።