ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር : ፕሪንተር : ፕሮጀከትር አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ኣብ ቢሮ ፋይ/ ኢኮ /ልምዓት ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርበ ዝክእል፤

3 ቫትን(VAT) ዝተመዝገበሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌይሮም ከቅርቡ ዝክእል፤     

4 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝክእሉን፤

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000.00ሽሕ ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

6 ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል::

5 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 30.00 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011ዓ/ም ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል።

7 ጨረታ ዕለት 24/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን::

 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልቲ ይኸውን።

9 ኩሉ ጨረታ ተወዳደራይ አብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

10 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ::

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::

10 ሰዓራይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ከቕርብ ዝኽእል::

12 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን::

13 እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ

14 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይህሉ::

15 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሁ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል::

16 ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo