ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ከለር ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ንናይ ኮሮና ሰራሕተኛታት ጥዕና ባዓል ሞያታት ኣብ መዕቆቢ ኤም ኣይቲን ቨትረነሪ ዝርከቡ ግልጋሎት ሰርቪስ ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ሕትመትታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ሕትመትታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋወን መመረቂ ተምሃሮ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ንደሊ

ቤት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ናይ ሞዴል 106L TOYOTA መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዝተፈላለያ መኪና ፅገና ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ