ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ንናይ ኮሮና ሰራሕተኛታት ጥዕና ባዓል ሞያታት ኣብ መዕቆቢ ኤም ኣይቲን ቨትረነሪ ዝርከቡ ግልጋሎት ሰርቪስ ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo