ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2008 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ንብረት ወይድማ ፈርኒቸር ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ፡ጀነሬተር ፡ዓመታዊ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ሰርቪስን ፡ትራክተርን ፡ዓመታዊ ናይ ሞተር ሳይክል ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ መኻይን ንምፅጋንን ሰርቪስ ንምግባር ስለ ዝደለየ ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መካይን ጎማ ስራሕ /ጎሚስታ/ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ንመጋየፂ መካይን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች እና የህንፃ ግንባታ ስራ በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽ ክልልትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጌጣጌጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትድሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆሰፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ፅሬት፡ ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ኣቁሑት ህንፃ መሳርሒ ፡ኣቁሑት ቢሮ ፡ዉፅኢታት ጨርቃመርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ