ቓላሚኖ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  • ናይ ፅሬት መሳርሒ

ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ
  2. ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም
  3. ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል::
  4. Â ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
  5. ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
  • Â Â ናይ ፅሕፈት መሰርሒ 2000
  • Â Â ናይ ፅሬት መሳርሒ 2000

Â

  1. ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
  2. እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
  3. እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ ምስ ቫቱ ብዘይ ቫት ምካኑ ይሕብሩልና
  4. አብቲ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ
  5. እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 (ዒስራ ቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
  7. እዚ ጨረታ ግንበት 29 /9/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
  8. ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0345591486 / 0914 76 47 62 ምድዋል ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo