ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሀለቅቲአቁሑትን: ሕትመታት :አቁሑት ፅሬት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ;:ኮምፒተርን ኮምፒትር አክሰሰሪን ናይ ንእሽተይን ዓበይትን መካይን ስፔራት :ናይ ግሪደር ስፔር :ሞተር ሳይክል: ናይ ስፖርት ዕጥቅታትብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሕታት ፅሕፈት: ህንፃ: ኤለክትሪክ: ኤለክትሮኒክስ: ሳኒተሪ: ሰፔር ፓርት: ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፅሬትን : አቁሑት ኤሌክትሮኒክስን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ሞተር ሳይክላት :ጀነሬተር: ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት አገ|ልግሎቶችና እቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ህንፀት መቐለ ንሶፋታት መስርሒ ጨርቅታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቓላሚኖ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ፋይናንስን ወቤት ፅሕፈት ትልምን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ዝተፋላለዩ ኣቁሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንከተማ ዓ/ዓዲ ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት ኣቁሑት :ፈርኒቸር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ኤክስካቫተር፣ ሞተር ሳይክሎች፣ የንብ ቀፎ እና የንብ እርባታ መገልገያና ጥገና፣ ፀረ- ተባይ ኬሚካል፣ የእንስሳት መድኃኒት፣ የሰው ሰራሽ እንስሳት እርባታ መገልገያ መሣሪያዎች እና የመለዋወጫ ዕቃዎችና አገልግሎት ግዥ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል