ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ባህር ዛፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ሲሚንቶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ብሎኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ካሜራን፣ ናይ ደንቢ ከዳን ናይ ፖሊስ ቆቢዕ፣ ቀበቶ ጨርቂ መዓርግን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010/11 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ኮምፒተር ተንከፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ ( ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋብዮናት (Different Size on Gabion) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ፍትሒ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ትሕቲ ሓደ ዓመትን ኣናእሽተይ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።