ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ኣብ ከባቢ 02 ከባቢ መምህር ካልኣዩ ግርማይ መንበሪ ፕሮጀክት ድልድል ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዋንነቱ ናይ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ መሐመሲ ጋልባ ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ማይጨዉ በዓል 4ተ ደብሪ ፕሮጀክት ደረጃ BC 5 GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ