ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ማይጨዉ

1 ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ፍቃድን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርዲ

2 ናይ መቅረባይንት ካርዲ ናይ ግበሪ ካፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይድማ ካብ ባንክ ብዝዉሃብ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 13000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 180 ተከተታታሊ ማዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብፅሬትን ሰሌጠንን ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 25 ሚያዝያ 2010 ዓም እስካብ 15 ጉንበት 2010 ዓም ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገ መጎዓዝያን ካይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዝይንን ኮንስትራክሽንን ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ 150 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ዋጋ ሰነድ ሐደ ዋና ክልት ቅዳሕ ናይ ጨረታ ዉሕስና ቅዳሕ ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ምስተዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ሽም ኣብ ልዕል እቲ ዓብይ ፖስታ ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 15 ጉንበት 2010 ዓም ቅደሚ ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ አታዊ ክትገብሩ አለኩም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 15 ጉንበት 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንግድን መጎዓዝያን ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትርክሽን ብተመሳሳሊ መዓልቲ 3:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ከይተከፈት ዝምለስ ጨረታ ሰነድ ኣይህልዉን

10 እቲ ካይዲ ስራሕ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347770061 / 0208

መተሓሳሰቢ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ኩለኩም ካብ ዝወደበኩም ቤት ፅሕፈት ደኣንት ድጋፍ ደብዳቤ ክተቅርቡ አለኩም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo