ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን 2ይ መንፈቅ ዓመት ሃለቅትን ኣቅሑትን ቐወምትን ማለት እውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣውቶ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን/GMFA/፣ መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑ ኤሌክትሪክን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ