ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን 2ይ መንፈቅ ዓመት ሃለቅትን ኣቅሑትን ቐወምትን ማለት እውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣውቶ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን/GMFA/፣ መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑ ኤሌክትሪክን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ፤

3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም፤

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥሪ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩም መረዳእታ ተቅርቡ፤

5 ጨረታ ሰዓርቲ ዝኮንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ኣብ ውሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ክተቅርቡ ትክእሉ፤

6 መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ይግባእ፤

7 ተጫረቲ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 26/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 06/07/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ምግዛእ ይክእል ፤

8 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ምድብ 2 መሳርሒ አዉቶ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ምድብ 3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ አቁሑት ሓፂን መፂን 5000 ቅርሺ ሎት 5 አቁሑት ፅሬት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ቅርሺ፣ ናይ ሕትመት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ንንፍስወኮም መሳርሒ ኮንስትራክሽን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ፤

9 እቲ ጨረታ 06/07/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት፤

10 ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይ ተረኪቦም እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-545632/0945-823394 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo