መዕረፊ ነፈርቲ ኣፄ የዉሃንስ ኣክሱም ኣብቲ መዕረፈቲ ዝርከብ ባርን ሪስቱራንትን ንምክራይን ን 2009 ዓም ዝተፋለለዩ ኣቁሑት ቢሮ ኣቁሐት ፅሬት :መሳርሒታት ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : መለዋወጢ ኣቁሕት ቡንባ : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ኤሌትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

ኤርፖርት ኣክሱም ካብ 24/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ተርሚናል ዝርከብ ንጋሻ መቀበሊን ንናይ ውህብቶ ኣቅሑት መሸጢ ዝውዕሉ ቦታታት ብጨረታ ከካሪ ይደሊ።