ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕ/ሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ጥዕና ኣብ ልምዓትን ካልኦትን ማሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝረከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ቅድም ክብል ዘግልግላ ዝነበራ ሞተር ሳይክል ክሸይጥ ይደሊ።

ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡