ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብቲ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቲ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ካብ 90-95 ገፅ ዝኸዉን ፅሑፍ ናይ ኣርትዖት /ኤዲትንግ/ ስራሕቲ ንኽሰርሕ ይደሊ