ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ህትመትን ብጨረታ ክዕድግ ክህትምን ስለዝደሊ

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብዚ ንታሕቲ ተቐመጦም ዘሎ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብመሰረት ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዋጋ መሊእኩም ንክትልኡኩልና እናሓተትና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ነመስግን

መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ስፔርን / ጎማ መኪናን/ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡