ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብዚ ንታሕቲ ተቐመጦም ዘሎ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብመሰረት ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዋጋ መሊእኩም ንክትልኡኩልና እናሓተትና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ነመስግን

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ፓርት ናምበር

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ክላች ዲስክ

3125-OK205

01

2

ከላች ከቨር

31210-OK040

01

3

ፋሮክ

31204-35070

01

4

ረሊዝ በርንግ

31230-71011

01

5

ፓይሊት ቢርንግ

90363-12002

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑ

5 ዞባ ደ/ምብራቅ ፖሊስ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

6 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 27/11/2011ዓ/ም ክሳብ 1/12 2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዘካኣል ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ድማ 10፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo