ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ ∙ም መቀያየሪ ኣቁሑት ፣ናይ መካይን ጎማ ፣ሃላቂ መሳረሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ መሳርሕን ተዛመድትን

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዘገልግል ጎማ ፣ ካላማደሪያ ናይ መኪና ወንበር መሸፈኒን ጨርቂን ሙቐት መካላኸሊን ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።