ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕርሻ ኣቁሑት ፣ላባራቶሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ ናዉቲ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ማለት ዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ምርምር ሕርሻ አክሱም ናይ ሕርሻ መሳርሕን: ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት 1 ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 2 ንቀለብ ደርሁ ዝዉዕሉ እታዎታት 3 ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር ካብ ቢሮ ቁፅሪ 1 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክወስዱ ይክእሉ