ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ መካይን መፀገኒ ጋራዥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ፕርንተር ቀለም ምምላእን ናይ ፈርኒቸር ፅገና ን 2008 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት መፅሓፍ GTP2 ክልልና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2009 በጀት ዓመት 1 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ሃለቕትን ቐወምትን ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ናይ መኪና ጎማን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዮ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ