ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ማለተ እዉን

ምድብ - 1 /LOT -1 : - ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቀሑት

ምድብ - 2 /LOT -2 : - ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት

ምድብ - 3 /LOT -3 : - ናይ ፅሬት ኣቕሑት

ምድብ - 4 /LOT -4 : - ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬትኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2007 ዓ/ም VAT ድክላሬሽን ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል:;

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስኽር ወረቐት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተሐተተ ፈርኒቸር ኣቑሑት ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል::

6 ናይ መወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ::

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታን ሰነድነ ጨረታን ምድብ- 1ን ምድብ- 2ን ምድብ- 4ን /LOT -1, /LOT -2, /LOT -4 / ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100. 00 /ሓደ ሚኢቲ ብር ጥራሕ / ምድብ- 3 /LOT -3 ሰነድ ዘይምለስ ብር 30. 00/ሳላሳ ቅርሺ ጥራሕ/ እናኸፈለ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ካብ 03 /06 /2007 ዓ/ም ክሳብ 17/ 06/2007 ዓዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ /LOT -1, /LOT -2, /LOT -4 / ብር 7. 000. 00ሸዉዓተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ምድብ- 3 /LOT -3 ንፅርየት ኣቅሑት ብር 200 / ክልተ ሚኢቲ/ ብሽም ቢሮ ትልምን ፋይናንስን / Bureau of plan & finance / ብ CPO ወይ ብስቲፋይድ ቼክ ዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅደሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

9 እቲ ጨረታ ዕለት 17 /06 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጎሆ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት ምም/ርንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዘለዉሉ ይኽፈት::

10 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስ ክዉስክ ይክእል እዩ::

12 ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸዉን::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 03444105291 / 0344406200 ናይ ዉሽጢ መስመር 227 : 265 ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑ ንሕብር::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo