ሓላ/ ዝተ/ መሰ / ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቂርን ልቃሕን መሓዙት ካብ 29 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ ዓሰርተ መዓልቲ ዝፀንሕ ምልክታ ስራሕቲ ዲዛይን ህንፃ ብምዉፃእ ተጫራቲ / ዲዛይነራት ከስርሕ ይዕድም

ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።