ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መብራህቲ ናዉቲ ኣቅሓ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ፈርኒቸር /ጣዉላ/ ፅሬት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከቶኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡