ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ቐወምቲ ማለት እውን ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸርኣቅሑ ከም ጠረጴዛ ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ፣ ተግዳሚ ወንበር ደረቅ ወንበር ፣ ስፖንጂ ወንበር ኮምፒተር ስታንድ ስታንዳርድ ከምኡ እውን ሃለቅቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳረሕን ኣቁሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1/ በዚ መሰረት ብቲዝርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2/ ካብ ትልም ፋይናንስን ዝትሓዳሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን

3/ መለለዪ ቲን ቁፅሪ TIN NO /ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም፡-

4/ ተረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድ ሕዱ 150 ብር ብምክፋል ካብ ቤት መዛጋጃ ከድብድቦ ደስፋ ንምምሃርን ምውሳድ ይከኣል፣፣

5/ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ድክላሬሽን ዝገበርኩም

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ድቦንድ / ንሕድሕዶም ናይ ሞተር ሳይክል መክበሪ ጨረታ 5000 ፤ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑ 5000 ፣ ናይ ቢሮ ሃለቅቲ ኣቁሑት 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ክትሕዝ ዝክእል

7/ ጨረታ አሸናፊ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕል ዝኣስር፡፡

8/ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ መስራቤትና ኣታዊ ክገብር ዝክእል ፡፡

9 ናይ ጨረታ ሰናድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/06/2016 ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 26/06/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዛጋጃ ክድብድቦ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ውሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲ ምውሳድ ይከኣል ፡፡

10/ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ኦርጂናል ምስ 2ተ ኮፒ ናብ ናይ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ እትክእሉን ስርዝ ድልዝ ተቀባልነት የብሉን ::

11/ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 26/06/2016 ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ እንትከውን ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይኽፈት :

12/ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ሽምን፣ ክታም፡ ኣድራሻን፣ ከስፍሩ ኣለዎም

13/ ተጫረቲ ኣብ ምክፋት ጨረታ እንተዘይተረኪቦም በቲ ዕለትን ሰዓትን ሕጋውነቱ ሓልዩ ይኽፈት ፡፡

14/ እዚ ዋጋ እዚ ን60 መዓልቲ ፀኒዑ ይሆንሕ

NB - መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 09 24 15 62 ጅማ 09 25 96 63 40 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo