ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንአጎልግሎት ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ህንፃ ዕደጋ ከፀግን ስለዝደለየ ነዚ ስራሕ ብደረጃ 7 ን ልዕሊኢን ብርኪ ቢሲ ወይ እዉን ጂሲ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ