ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትካልና ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ዳ/መ/ፕሮሞሽን ዕድላት ፣ ፀጋታትን መተባብዒታትን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ አመልኪቱ ዝተደለወ በራ ፅሑፍ ከምኡ እዉን ቢዝነስ ካርድ ከሐትም ስለዝሰለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመላ ሃርድ ቶፕ ቶዮታ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድ

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስትያት እስቲከር /ዝልጠፍ/ 50 ምስ መለጠፊኡ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድ