ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስትያት እስቲከር /ዝልጠፍ/ 50 ምስ መለጠፊኡ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድ

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ

4 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/10/2012 ክሳብ 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ

7ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo