ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ንዘመነ ትምህርቲ 2012 ዓ/ም 2ተ መምሃሪ ክፍልታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሃንፅ ስለዝደለየ በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩምን ን2ተ ክፍልታት መስርሒ ዋጋ ዝርዝር ዝሓ ሰነድ ሒዝኩም ካ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንከትእትው ነፍልጥ፡፡፣