ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ንዘመነ ትምህርቲ 2012 ዓ/ም 2ተ መምሃሪ ክፍልታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሃንፅ ስለዝደለየ በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩምን ን2ተ ክፍልታት መስርሒ ዋጋ ዝርዝር ዝሓ ሰነድ ሒዝኩም ካ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንከትእትው ነፍልጥ፡፡፣

ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ

1 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

2 እቲ ዝቀርብ ዋጋ ናይ ሰራሕተኛታትን ሙያን መሳርሕታት ኮይኑ ግብኣት ሙሉእ ብሙሉእ በቲ ትካል ዝቀርብ እዩ፡፡

3 እቲ ጨረታ ዓርቢ 21/10/2011ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0913-852886/ 0945-518433/ 0910-433628 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo