ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ናይ ፅሬት ኣቅሑ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ናይ ሕክምና መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ግልጋሎት ዝውዕል EVE Modes ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ናይ ትምህርቲ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኪ/ሜትር ሰዓት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቁሪ ጃኬት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ትምህርቲ መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ንኣትሌታት ምግቢ ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ምግቢ ዓይነት ባልትናን ሽሮን በርበረን ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ን ያምሃ ሞተር መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ንኣትሌታት ምግቢ ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ን ኣትሌታት ዝከዉን ናይ ስፖርት ዕጥቒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም