ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቁሪ ጃኬት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0901-974714 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo