ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦትን ግልጋሎትን ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትራክሽን/፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር ፓርት/፣ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑን እስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZJ 80 ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZJ 80 ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZB 50 ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZJ 80L ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ቀፅሪ ዉሽጢ ዝረከብ ባህርዛፍ ማለት እዉን ማእገር :ወራጅ: ዝፍለፅ ወይ ዝጭደድ ብጨረታ አወዳዲሩ ንተጫረቲ ክሸይጥ ይደሊ

... ፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ