ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ቤት ፍርዲ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፤ ፈርኒቸርን፤ ናይ ህንፃ ውሽጣዊ መሳርሕታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ፣ ናይ ሀንፃ ናይ ዉሽጢ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፈርኒቸርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ከተማ ዓዲጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ፣ ከተማ ዓ/ጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝውዕል ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት፣ ናይ ፅርየት ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒስ ኣቁሑትን ፈርኒቸር ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክገዝእ ይደሊ ::