ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኬዝቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ዝርከብ ናይ ሶድየም ፊክስቸር ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝ ቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ክ/ከ/ሓድነት ካብ ዕለት 01/11/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ኣብ ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክግበር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሐቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም