ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኬዝቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ዝርከብ ናይ ሶድየም ፊክስቸር ክዕድግ ይደሊ

ዝርገሐ ዝተቐናጀወ መሰረተ ልምዓት ክ/ከተማ ሓድነት

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዮ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/ 09 /2010 ዓም ክሳብ ዕለት 01/ 10 /2010 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

2 ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዲክለር ዝገበረ ዝተሓደሰ ንግድ ፈቃድ 2010 ዓም መፍለዮ ቁፅሪ (ቲን) ናይ ግብሪ ከፋላይ ክምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 10,000(ዓሰርተ ሺ) ብር ብ ሲፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ ዘትሕዙ

4 ጨረታ 01 /10/ 2010 ዓም 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344413319 /0348419024 ምድዋል ይከኣል

ኣድራሽ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ምድረገነት ታክሲ መወዳእታ 2ይ ደብሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo