ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ኦርጅናል መቀያየሪ ኣቅሑ መኪና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ፡-

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህትመት ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ስነ-ፅባቐ ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ::