ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ኦርጅናል መቀያየሪ ኣቅሑ መኪና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ኦርጅናል መቀያየሪ ኣቅሑ መኪና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2009 ግብሪ ዝኸፈሉን ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ TIN ዘለዎምን VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑን ዲክሌሬሽን ክሳብ ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበርሉ ማስረጃ ዘቅርብ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO 3000 /ሽሕ ብር /ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዶክመንት ዘቕርቡ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 2/5/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/5/2010 ሰዓት 4:00 ኣብ መቐለ ቢሮ ደቀቅትን ኣናእሽተይን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 33 ብምካድ ዘይመለስ 40 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ከይኑ ዝኽፈተሉ ድማ ኣብቲ ዕለት ንሱ 16/5/2010 ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ተነፂሩ ንዝወሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግበራዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

8 አብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 % ምዉሳክን ምቅናስ ከም ዝህሉ ዝተረደአ

9 ምክፋት ጨረታ ሕጋዊ ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ዘይተኣጓጎል ምካኑ

10 ተጫረቲ ንዝሰዓረዎ ንብረት ብናይ ባዕል መጎዓዝያ ነጎዓዕዞ ምካና ነፍልጥ

11 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752538 ወይም 0914743683 / 0914774434 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo