ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ