ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ 2010 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ምስክር ወረቀት ዘለኩምን

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እወን ቲን ናምበር ዘለኩም

5 ናይ ወርሒ መስከረም ፀብፃብ ዝከበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 130 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ቤት መዘጋጃ ጥሙጋ ቢሮ ቁፅሪ 5 ምዉሳድ ትክእሉ

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ክፍሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፈይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቤት መዘጋጃ ዋጋ ጥሙጋ ከረክብ አለዎ

8 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 22/3/2010 ዓም ክሳብ 12 ታሕሳስ 2010 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ ዕለት 12 ታሕሳስ 2010 ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሰሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ይክፈት

9 እተ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

11 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ብዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ቅዳ ሐደ ድማ ዋና መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 12 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344160016 ወይድማ 0914172453Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo