ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዩ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ካዋሽ ዝተረከበ ሐገ ዝ ኣቅሑት ሳኒተሪ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኣበያተ ዕዩ ወረዳና ዘገልግሉ መሳርሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝግለፅ ኣቅሓ ማለተ እዉን ዳብል ድራም ሃንድ ሎረር ማሽን በዝሒ ሽድሽተ : ዊልድንግ ትራስፎርመር በዝሒ ኣርባዕተ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂመሰረት ገይሩ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ውሱን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒስን ባንባ ኣቕሑትን ክዕድግ ይደሊ